
About this Episode
Info-Langage ብምኒስትሪ ጥዕና ሉክሰምቡርግ ንወለዲ ኮነ ንግዱሳት ዝወሃብ ኣስተምህሮ ኮይኑ ሕጻናት ናይ ምዝራብ ዓቅሞም ብኸመይ የማዕብሉ ከምኡ ውን ተራ ወለዲ ኣብ ዕብየት ቋንቋ ሕጻናት ዘማእከለ እዩ። ምስማዕ ሕጻናት ካብ ከባቢኦም ቋንቋ ዝመሃርሉ መሰረታዊ ደረጃ ክሳብ ዝኾነ ፣ ናይ ምስማዕ ደረጅኦም ክንፈልጦን ከነመርምሮምን፣ ናይ ምስማዕ ጸገም ኣብ ዘጋጥመሉ ውን ናብ ክኢላት ወሲድና ከነመርምሮም ዝሕብር ኣስተምህሮ እዩ። ብኻልኣይ ደረጃ ሕጻናት መምስ ዕድሚኦም ዝመጽእ ናይ ምዝራብ ምዕባለ ዝሕብር ኣዝዩ ጠቃሚ ኣስተምህሮ እዩ። ብዛዕብኡ ዝምልከት ኣብዞም ታሕቲ ዘለዉ ድሕረ ገጻት ክንውከስ ንኽእል ኢና።
https://eltereforum.lu/en/
https://guichet.public.lu/en/citoyens/famille-education/parents/accompagnement-enfant/inscription-seance-info-langage.html


