ህልው ኩነታት ስደተኛታት 1 Comment / By Sossy / 20.05.2026 Episode InfoShow: Radio RāʾiEpisode Number: 8Broadcasted: 13th May 2026 About this Episode Radio Rāʾi ህልው ኩነታት ስደተኛታት Play Episode Pause Episode 1x 00:00 / 00:52:30 Subscribe RSS Feed Show No Shows were found to display.
DAWIT SOLOMUN 22.05.2026 at 07:43 ሳልም ሰላም ከመይ ኣለኩም ኣዳለውቲ ሬድዮ ኣራ? ኣብ ጉዕዘኩም ሰላምን ቅሰነትን፥ ኣብ ስራሕኩም ምሉእ ኣሳልጦ፥ ኣብ ጥዕናኩም ድማ ቅሳነት ዘልዎ ዊወት እምነየልኩም። መደብኩም እከታተሎ እየ ጸቡቅ ምድላዋት ኣለኩም ቀጽልዎ። ከም’ዚ ሕጂ ኣኬባታት ከም’ዚ ባዓል ዮናስ ክብልዎ ዝጸንሖ ጸቡቅ ንጹሩን ሓቤሬታ እዮ። እንተኮነ ግን እንታይ ምበልኩ ኣነ ኣብ’ቲ ኣኬባታት ዝህልወሉ ግዜ ቅድሚ ግዜ ነቲ ሓቤሬታ እንተ ዝዝርጋሕ ሞ ነቲ ናይ ዓቅሚ ሰብ ምስታፍ ካኣ እቶም ግዜ ረኪንብና ክንሳተፍ ንክእል ስባባት እንተ ንሳተፍ ዝያዳ ምሓሸ እብል ኣነ ።ዓቅሚ ሰብ ሓይሊ ኣለዎ እብለ ኣነ ። የቀንየለይ። Reply
ሳልም ሰላም ከመይ ኣለኩም ኣዳለውቲ ሬድዮ ኣራ?
ኣብ ጉዕዘኩም ሰላምን ቅሰነትን፥ ኣብ ስራሕኩም ምሉእ ኣሳልጦ፥
ኣብ ጥዕናኩም ድማ ቅሳነት ዘልዎ ዊወት እምነየልኩም።
መደብኩም እከታተሎ እየ ጸቡቅ ምድላዋት ኣለኩም ቀጽልዎ።
ከም’ዚ ሕጂ ኣኬባታት ከም’ዚ ባዓል ዮናስ ክብልዎ ዝጸንሖ ጸቡቅ ንጹሩን ሓቤሬታ እዮ። እንተኮነ ግን እንታይ ምበልኩ ኣነ ኣብ’ቲ ኣኬባታት ዝህልወሉ ግዜ ቅድሚ ግዜ ነቲ ሓቤሬታ እንተ ዝዝርጋሕ ሞ ነቲ ናይ ዓቅሚ ሰብ ምስታፍ ካኣ እቶም ግዜ ረኪንብና ክንሳተፍ ንክእል ስባባት እንተ ንሳተፍ ዝያዳ ምሓሸ እብል ኣነ ።ዓቅሚ ሰብ ሓይሊ ኣለዎ እብለ ኣነ ።
የቀንየለይ።