ተመኩሮ ስራሕ ደገፍ ስደተኛታት Leave a Comment / By Sossy ኣብ ሉክሰምቡርግ ምስ ስደኛታት ዝሕግዝ ትካል እትሰርሕ ሱዛን፡ ተመኩሮ ስርሓን ትምህርታን፡ ከምኡ ውን ኣብ ዕብየት ስደተኛታት ዘለዋ ትዕዝብቲ ኣካፊላትና ኣላ።